Oct 19,2024-ኣወል ስዒድ መኪና ፣ | ኤርትራዊት ብፖለቲካ



Oct 19,2024-ኣወል ስዒድ መኪና ፣ | ኤርትራዊት ብፖለቲካ

Solo media is an independent and Authentic Eritrean Media Outlet

35 comments
  1. ክብርቲ ሓፍትና እንቋዕ ሓጎሰኪ። ኣንበሲት‼️ እዚ ሚኪ ዝበሃል ስዲ ሰብ መን እዩ ሊኢኽዎ ኣይፈልጥን ንኹሉ ክጻረፍን ሓሶት ከላኽዕን እዩ ዝዉዕል ዘሎ።

  2. What is he talking about, Saho? The Foreign Minster Mr. Osman Salh is an Eritrean from the Saho tribe. Who is he to talk about beautiful colors and pillars of Eritrea.

  3. እዚማሃይምእዚአድጊኩሉኤርትራዊያንኩሉሞይትላእዩእዚፈላላይአብገድሊሞይቶሞየሕዋትናከፈላለየእዩተዋጊኡብውልቂአይትፍረድዎአይትመስሎምነዞምባዓልጨርቂባዓልደንቆሮእዮም

  4. ኣምላኽ ምሕረት የውርደሉ ዝሓውና ገለ ደኾን ካብቶም ብውሽጢ ውሽጢ ዝሰርሑ ረኺቦሞስ ዋላ። መቐጸልታ ምስ ዘርኢት ኣጋጢማቶም ዝነበረት እያ ገሪሙና ኣሎ። ንህዝብን መንግስትን ኤርትራ ዘረኽብ ድማ የብሉን። ስለዚ ናብ ልብኻ ክትምለስ ተስፋ ንገብር። እንተ ቐጺልካዮ ግን ብህዝብን መንግስትን ኤርትራን ተላጊጽካ ምኻድ ዝበሃል የለን ውዒልካ ሓዲርካ ናይዛ ዝተዛረብካያ ዋጋ ከተኽፍለካ ምዃና ፍለጥ። ንክቡር ህዝቢ ተንኪፍካ ድቃድ ከምዘየላ ከነፍልጠካ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🌺🌺🙏🙏🙏❤❤❤🌹🌹🌹

  5. Ertrawinet kubur meninet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  6. ሶሎ ካብ ጠላም ንረኽቦ ጽቡቕ ነገር የብልናን። ዝጠፈሸ ነጋዳይ ዘለቅሖም ሰባት ፋይላት ገንጺሉ ገንዘቡ ዝሓትት፥ ንዱያ ድማ ዋጋ ስለ ዘይ ብሎም ንውልቀ ሰባት ዓልዒሎም ኣብ ምዝራብ ይርከቡ ኣለዉ። ንገዛእ ርእሱ ብትግራይ ተራስዩ ኣሎ። ኤርትራውነት ክቡር መንነት፥ ንኺድ ጥራሕ ደቂ ኤረይ ካብ ሕኑቕ ዓፍራ ጥራሕ ኢኻ ትረክብ ይዕፈሩ ስራሕና ጥራይ ንግበር። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🌺🌺🙏🙏🙏❤❤❤🌹🌹🌹

  7. ኣምቸ ነዚዮም ይፈልጦም ድዩ
    1.ዑስማን ሳልሕ ሳበ =ኣቦ ተሓኤ +ኣቦ ህግ
    2.ዓብዱል ካሪም ኣሕመድ =መራሒ 3ይቲ ክፍሊ ዘበነ ክፍልታት
    3.መሓመድ ዓሊ ዑማሮ=ኣዛዚ 4ይቲ ክፍሊ
    4.ሚ/ር ማሕሙድ ሸሪፎ
    5.ሚ/ር ዑስማን ሳልሕ
    6.ኣዛዚ ግ/ናቅፋ ዓሊ ኢብራሂም
    7.ብ/ር ጀነራል ዓብዱ ረመጭ
    8.ብ/ጀ ሳልሕ ሑሩይ
    9.ብ/ጀ ዳሊ ዑመር
    10.ብ/ጀ ዑመር ካካይ
    11.ሱናባራ ዳማና =ቀዳማይ ሚልዮነር
    12.ብ/ጀ ዓብዱራሕማን ጃሲር internal security
    13.ኣመሓዳሪ ዞባ ዓሊ ማሕሙድ
    14. ዳ/ጀነራል ጅምዓ ኢብራሂም
    15. ሳልሕ ኣሕመድን ሃመማተኤ
    16.ዳ/ጀ ዘይነብ ዑመር &ጅምዓ ራኪ
    17.ብ/ጀ ወዲ ሓሊማ ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ
    18.ጅምዓ ዑመር & ራሕማ ሳልሕ ቀዳሞት ናብ ሰውራ ዝተሰለፉ
    19.ብ/ጀ ጀማል ማሕሙድ =ኣዛዚ ፍሉይ ስልጠና ሓ/ም/ኤ
    20.እንጅነር ሳልሕ ኣሕመድን =ሓላፊ ዓዲ ሃሎ
    21.ብዙሓት ኣምበሳደራት
    እዞም ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ንኤርትራ ሞተር ኮይኖም ኣብ ግዜ ቃልሲ ይኹን ድሕሪ ናጽነት ዘንቀሳቁሱዋ ደቂ ሳሆ እዮም .ህዝባዊ ግንባር ድማ ንብሄረ ሳሆ ዘይግዛእ ብሄር ኢሉ ረቂሑዋ ይርከብ ንመግዛእቲ totally ሰለዘይቅበል .ኣብ ግዜ ቃልሲን መኸተን ኣብ ዓዲ ጸላኢ ጥረ ስጋ ዝበልዕ ዝነበረ ቃልሲ ሳሆ ከነኣኢስ መወዳእታ ዓለም እዩ!!!!!!!

    6

  8. ኣንታ ሙሽሙሽ ባዓለገ እንታይ ኣፍሊጢካ ለዛይ ምናምን ህዝብና ኣይትተንክፈልና ድላይካ ዘይረኸብካ ፓስፖርት ናይ ኢትዮፒኣኻ ደኣ ቀልጢፍካ ኣውጻኣያ ግፉፍ ሓኻኺ ድርባይ። ሶል ሓወ ስኩዛ። ከዛርበና ኢዩ ደልይዩ።
    VIVA ERITREA.

  9. ዚ ሚኪ ቤተሰብ ኣለዎ ዶ፡ ሳሆ ዘይፈልጥ ባዕሉ ይፈልጥ መዋእሉ ብመራሕቲ ኢትዮጵያ ዝተሓርደን ዝነደደ ገዛውቱን፡ ኣብ ቃልሲ ቀዳሞት ዝተሰለፉ ክሳብ ሎሚ ኣብ ሶሻል ሚድያ፡ ጥሩፉነት ዘይብሉ ብሓንቲ ኤርትራ ዝምካሕ ጂግና ህዝቢ ዩ። ብሳሆ ደቂ ሪመይ ኣይትምጻኒ

  10. ኣበይ ኔርካ ሳሆ ብሃይለስላሰ ክህደኑ ። ህዝብና ከድሕኖም ሰብኡት ከም ቀሺ ዘልበሱ ንሰበይቲ ማዕተብ ምስ መስቀል ዝገበሩ ኣብቲ ጹንኩር ጊዜ ። ኣበይ ኔርካ ኣበይ ነርካ

Leave a Reply